ትግርኛ ንቆልዑት | Tigrinya for Kids

Back to Lessons

ትምህርቲ 4: ቁጽርታት | Lesson 4: Numbers

መሰረታዊ ቁጽርታት | Basic Numbers (1-10)

1
ሓደ
2
ክልተ
3
ሰለስተ
4
ኣርባዕተ
5
ሓምሽተ
6
ሽድሽተ
7
ሸውዓተ
8
ሸሞንተ
9
ትሽዓተ
10
ዓሰርተ

ቁጽርታት | Numbers 11-20

11
ዓሰርተ ሓደ
12
ዓሰርተ ክልተ
13
ዓሰርተ ሰለስተ
14
ዓሰርተ አርባዕተ
15
ዓሰርተ ሓምሽተ
16
ዓሰርተ ሽድሽተ
17
ዓሰርተ ሸውዓተ
18
ዓሰርተ ሸሞንተ
19
ዓሰርተ ትሽዓተ
20
ዕስራ

ቁጽርታት | Numbers 21-30

21
ዕስራን ሓደን
22
ዕስራን ክልተን
23
ዕስራን ሰለስተን
24
ዕስራን አርባዕተን
25
ዕስራን ሓምሽተን
26
ዕስራን ሽድሽተን
27
ዕስራን ሸውዓተን
28
ዕስራን ሸሞንተን
29
ዕስራን ትሽዓተን
30
ሰላሳ

ቁጽርታት | Numbers 31-40

31
ሰላሳን ሓደን
32
ሰላሳን ክልተን
33
ሰላሳን ሰለስተን
34
ሰላሳን አርባዕተን
35
ሰላሳን ሓምሽተን
36
ሰላሳን ሽድሽተን
37
ሰላሳን ሸውዓተን
38
ሰላሳን ሸሞንተን
39
ሰላሳን ትሽዓተን
40
አርባ

ቁጽርታት | Numbers 41-50

41
አርባን ሓደን
42
አርባን ክልተን
43
አርባን ሰለስተን
44
አርባን አርባዕተን
45
አርባን ሓምሽተን
46
አርባን ሽድሽተን
47
አርባን ሸውዓተን
48
አርባን ሸሞንተን
49
አርባን ትሽዓተን
50
ሓምሳ

ቁጽርታት | Numbers 51-60

51
ሓምሳን ሓደን
52
ሓምሳን ክልተን
53
ሓምሳን ሰለስተን
54
ሓምሳን አርባዕተን
55
ሓምሳን ሓምሽተን
56
ሓምሳን ሽድሽተን
57
ሓምሳን ሸውዓተን
58
ሓምሳን ሸሞንተን
59
ሓምሳን ትሽዓተን
60
ሱሳ

ቁጽርታት | Numbers 61-70

61
ሱሳን ሓደን
62
ሱሳን ክልተን
63
ሱሳን ሰለስተን
64
ሱሳን አርባዕተን
65
ሱሳን ሓምሽተን
66
ሱሳን ሽድሽተን
67
ሱሳን ሸውዓተን
68
ሱሳን ሸሞንተን
69
ሱሳን ትሽዓተን
70
ሰብዓ

ቁጽርታት | Numbers 71-80

71
ሰብዓን ሓደን
72
ሰብዓን ክልተን
73
ሰብዓን ሰለስተን
74
ሰብዓን አርባዕተን
75
ሰብዓን ሓምሽተን
76
ሰብዓን ሽድሽተን
77
ሰብዓን ሸውዓተን
78
ሰብዓን ሸሞንተን
79
ሰብዓን ትሽዓተን
80
ሰማንያ

ቁጽርታት | Numbers 81-90

81
ሰማንያን ሓደን
82
ሰማንያን ክልተን
83
ሰማንያን ሰለስተን
84
ሰማንያን አርባዕተን
85
ሰማንያን ሓምሽተን
86
ሰማንያን ሽድሽተን
87
ሰማንያን ሸውዓተን
88
ሰማንያን ሸሞንተን
89
ሰማንያን ትሽዓተን
90
ተስዓ

ቁጽርታት | Numbers 91-100

91
ተስዓን ሓደን
92
ተስዓን ክልተን
93
ተስዓን ሰለስተን
94
ተስዓን አርባዕተን
95
ተስዓን ሓምሽተን
96
ተስዓን ሽድሽተን
97
ተስዓን ሸውዓተን
98
ተስዓን ሸሞንተን
99
ተስዓን ትሽዓተን
100
ሚእቲ
Previous